ሓገዝ ንሓውና ከማል መሓመድ ኑር

Fundraising campaign by Yonas Fesehatsion
  • US$0.00
    raised of $5,000.00 goal goal
0% Funded
0 Donors

No more donations are being accepted at this time. Please contact the campaign owner if you would like to discuss further funding opportunities

Show more
Show less

ሓውና ከማል መሓመድ ኑር ሕማም ካንሰር ሓሚሙ ሕክምና ኣብ ምክታታል ይርከብ። ከማል ሕክምና ምክታታል ካብ ዝጅምር ድሮ 5 ዓመት ኮይኑ ኣሎ። ኣቐዲሙ ኣብ ኣስመራ ሕክምና ክከታተል ድሕሪ ምጽናሕ፤ ዝሓሸ ሕክምና ንምርካብ ኣብ'ዚ ግዜ ኣብ ካርቱም ሱዳን ምስ በዓልቲ ቤቱን ሰለስተ ደቁን ይርከብ። እንተኾነ ምክትታል ሕክምና ሕማም ካንሰር ብዘይ ስራሕ ምስ መላእ ስድራቤት ማዕረ ክንደይ ከቢድ ከምዝኸውን ክንግንዘቦ ዝኸብድ ኣይኮነን። ኣብ ሱዳን ክረኽቦ ዝኽእል ሕክምና'ውን ድሩት ከም'ምኧኑ ንዝበለጸ ሕክምና ናብ ሃገረ ኣመሪካ ከምርሕ ይሓስብ ኣሎ።

ዕላማ እዚ ሓገዝ እንበኣር ከማል ናብ ሃገረ ኣሜሪካ ብምምራሕ ዝሓሸ ሕክምናዊ ሓገር ዝረኽበሉ ዕድል ንምፍጣር እዩ። ንመተዓብይትና ከማል በብዓቕምና ንሓግዞ።

በዚ ብመንገዲ gogetfunding.com ብክረዲት ካርድ ክትሕግዙ ንዘይትኽእሉን ዘይትደልዩን ድማ ብቐጥታ ንከማል ብስልኪ ቁጽሪ 0000000 ብምድዋል ክትረኽብዎን ክትሕግዝዎን ይከኣል።

Organizer

  • Yonas Fesehatsion

No updates for this campaign just yet

Followers

0 followers
No Followers Just Yet...
US$0.00
raised of $5,000.00 goal
0% Funded
0 Donors

No more donations are being accepted at this time. Please contact the campaign owner if you would like to discuss further funding opportunities